ኣታዮ ኺድማ ሒዝካ ጽርግያ ጽርግያ! ኻምኡ እዩ ልግበር ውግእ ላው ኢትዮጵያ !!
Posted: 13 Nov 2021, 19:30
- ኣታዮ ኺድማ ሒዝካ ጽርግያ ጽርግያ!
ኻምኡ እዩ ልግበር ውግእ ላው ኢትዮጵያ !!
ሽሉኽ ኢልካ ሰልፊ !
ሽሉኽ ኢልካ ብጸድፊ!!
ሊጥካ ኣልምጽ!
ደቂ-ኣንስትዮ ዕምጽ!!
ብጥይት ተወቒኻ
ክምብል!
ኣብ ሳዕሪ
ሰፋሕ!
ድብሪይ
ኣብ ኣፋፍ !!
ልጻዕዳ ትልሕስ!
ልእኡ
ደምካ ተፍስስ!!
ኣታዮ ኺድማ ሒዝካ ጽርግያ ጽርግያ!
ኻምኡ እዩ ልግበር ውግእ ላው ኢትዮጵያ !!