Page 1 of 1

ቀደም ኣብ ትግራይ " ሑመራ ኔረ፡ ስምስም ኣለኒ፡ ሰሊጥ ኣለኒ፡ እላ በለ እዩ ለታለለኒ ! " ይብላ ኔረን ። ሕዚ ኸ ?

Posted: 21 Sep 2021, 19:03
by Abe Abraham

ቀደም ኣብ ትግራይ " ሑመራ ኔረ፡ ስምስም ኣለኒ፡ ሰሊጥ ኣለኒ፡ እላ በለ እዩ ለታለለኒ ! " ይብላ ኔረን ። ሕዚ ኸ ?

ሕዚ ኣው ግዜ ላይ ጥፍኣትን ቅጥፈትን ጁንታ ለያቡ ልደቂ-ኣንስትዮ ትግራይ ብሊጥ የታልሉ ስለ ለለዉ እቲ ደርፊ ናብ " ዓደምሓራ ኔረ ፡ ሊጥ ኣለኒ ፡ ግዛዕ ኣለኒ ፡ እላ በለ እዩ ለታለለኒ " እዩ ተቐይሩ ። ጉዳም ትግራይ ! ጉዳማት ተጋሩ !!