Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Eripoblikan
Member
Posts: 3547
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

(ሬድዮ ኤረና) - ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም

Post by Eripoblikan » 08 Sep 2021, 03:08

ኣብ ቅድድም ብሽክለታን ጉያ እግሪን ዝነጥፉ ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም።

በዚ መሰረት፣ ምስ ቤልጂማዊት ክለብ ዝወዳደር ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፣ ብ3 መስከረም ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ ውድድር ክላሲክ ግራንድ ቤሳንኮን ዶውብስ፣ ቀዳማይ ብምውጽእ ተዓዊቱ።



ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቑ፡
https://erena.org/%e1%8a%a4%e1%88%ad%e1 ... %e1%88%98/