-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: This is the way to go to work, every morning.
ኣነስ እማ ፡ እታ ቪድዮ ኻይረኣኹ ፡ እቶም ፕረዚደንቲ ልምውስዋስን ኣካላቶም ልኽጥንክርን ንግሆ ንግሆ ምስ ሰራዊቶም ተሽቀዳዲሞም ላው መስርያ ቤቶም ልኣትዩ መሲሉኒ ኔሩ !! ሕሩመይለ ኣቶናብለቡላንሳን መጥፋእቲ ሓዊን - ኻም ኤርትራውያ ብ ብጽሩይ ትግርኛ ልብልዎ - ልጭመሮ ኣይመሰለንይ!! ላብ ዓለም ለይስማዕን ለይርኣይን እምበይ ለይግበር የለይ ! መስደመም ማላዊን ርእሰ-ማላዊን መስደመም ኻው ተጋሩ ልገደዱ !!!