Page 1 of 1
ጁንታ ኣብ ልዕሊ ሄለን፡የሩሳሌም፡ ሰመረ ገብረ-ሩፋኤል፡ ዳናይት ገብረ-ሂወት፡ ሰናይት መብራህቶም ...ኮታስ ኩሉ ትግራዋይ ዘይወጽእ ጽልኢ ኣለዎ ። ትግራዋይ ብጁንታ ከይትጸንት ተላዓል!!!!
Posted: 01 Sep 2021, 21:37
by Abe Abraham
ጁንታ ኣብ ልዕሊ ሄለን፡የሩሳሌም፡ ሰመረ ገብረ-ሩፋኤል፡ ዳናይት ገብረ-ሂወት፡ ሰናይት መብራህቶም ...ኮታስ ኩሉ ትግራዋይ ዘይወጽእ ጽልኢ ኣለዎ ። ትግራዋይ ብጁንታ ከይትጸንት ተላዓል!!!!
Re: ጁንታ ኣብ ልዕሊ ሄለን፡የሩሳሌም፡ ሰመረ ገብረ-ሩፋኤል፡ ዳናይት ገብረ-ሂወት፡ ሰናይት መብራህቶም ...ኮታስ ኩሉ ትግራዋይ ዘይወጽእ ጽልኢ ኣለዎ ። ትግራዋይ ብጁንታ ከይትጸንት ተላዓል
Posted: 03 Sep 2021, 12:46
by Abe Abraham
ትግራይ ብሕልና ዘለዎም ሰባት ነጻ ክትወጽእ ይግባእ ። ነዛ ኩላ መንእሰይ ናብ ትርጉም ዘይብሉ ኲናት ዝድቕድቑ ዘለዎ ኣረሜናውያን መራሕቲ ጁንታ ኢዶም ክረኽቡ ኣለዎም ።
Re: ጁንታ ኣብ ልዕሊ ሄለን፡የሩሳሌም፡ ሰመረ ገብረ-ሩፋኤል፡ ዳናይት ገብረ-ሂወት፡ ሰናይት መብራህቶም ...ኮታስ ኩሉ ትግራዋይ ዘይወጽእ ጽልኢ ኣለዎ ። ትግራዋይ ብጁንታ ከይትጸንት ተላዓል
Posted: 03 Sep 2021, 13:24
by Digital Weyane
ሎታ ሓንቲ ዓይና ዝኖቐረት ጎርዞ ሓውተይ ሀይቐረዩ ኡዮም ኻው ሑቕፊ ኡኖኣ መንዚዖም መዝሓሊ ጥይትና መዝሓሊ ግዛዕ ምዛዕ ክትኮኖም አው ጦርነት ጠቢሶምዋ። ሀምዙይ ዓይነት ጭካኔ ተራእዩ የፈልጢ። ኡውነት ክንናገር፣ ኡዙይ ልሂትለር ዘሰንብድ ጭካኔ ኡዩ። ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ