Page 1 of 1

መደብ ሓምላይ ወፍሪ 2021 (Eritrea- Greening Campaign 2021)

Posted: 14 Aug 2021, 15:37
by Zmeselo
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ብምኽንያት 12 ነሓሰ ኣህጉራዊ መዓልቲ መንእሰያት ሰራሕተኛታት ሃገራውያን ማሕበራትን፡ ሃገራውያን ኩባንያታትን መንግስታውያን ትካላትን፡ ተመሃሮን ኣብ ቤት ገርግሽ፡ ስራሓት ምግራብን ምፍዋስ ማይ-ክዖታትን ኣካይዶም፡፡








ኣባላት ማሕበር ገድሊ ዜና ነበር




ገዳይም ተጋደልቲ ስነ ጥበባውያን




ኣባላት ጉጅለታት ህዝብዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን ዞባ ማእከል ንተሳተፍቲ መደብ ሓምላይ ወፍሪ ኣብ ማይ ድምነት ሎሚ 14 ነሓሰ 2021 ኣተባቢዐን!




Via Shur Shur 📷 Mussie Tedros

Re: መደብ ሓምላይ ወፍሪ 2021 (Eritrea- Greening Campaign 2021)

Posted: 14 Aug 2021, 18:02
by Temt
"ማይ ድምነት" ዝፈልጥ ኣእምሮኡ ይስፋሕ፧ ኣበይ ኢያ 'ዛ ቦታ፧ ሃየ "ተዓወት"! "ተዓወት"! ኣታ ተዓወት'ባ።