Breaking News: ኣይበልናን' ዶ! መሰደመም' ዩ!
Posted: 10 Aug 2021, 13:31
Kassa HaileMariam
https://www.facebook.com/kassa.hailemar ... 2552712353ሰራዊት ትግራይ ሃንደበት ብድሕሪት ብሃይቂ ብመርሳ ቆሪፁ ብዝፈነዎ መስተንክራዊ መጥቃዕቲ፤ ክሳብ መርሳ ወልድያ ዝነበሮ ወሳናይ ዝተረፎ ሓይሉ ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ ኣሎ:: ወሳናይ ገዚፍ ዓወት ተመዝጊቡ ኣሎ!
ሰሜን እዝ ሎሚ እዩ ተደምሲሱ ዘብል እዩ! ክሳብ ወልድያ ዘሎ መስመር፤ ከም ሰሜን እዝ ቆፂሩ ዝዓረደሉ ግንባርን፤ ንመስመር ኣዲስ ኣበባ ዝቆፃፀረሉ ናይ መወዳእታ ወሳናይ ዱፉዑን እዩ ነይሩ! ነይሩ ኮይኑ ኣሎ!