Page 1 of 1

" ወደይ ስነ-ስርዓት ዘይትገብር እንተ በልክዎስ ፡ ኣይስኮንን እንዳ በለ ምእዛዝ ኣብዩኒ ። ምስኳን ትበሃል ቃል ኣብ ዝኸውንን ዘይከውንን ተጋሩ ይጥቀሙላ ስለ ዘለዉ ክትክልከል ኣለዋ ። "

Posted: 24 Jul 2021, 13:28
by Abe Abraham

ኣይተ ኣብራሃ ዘማርያም ( ወዲ ዓዲ ጉዶም ) ካብ ሎንዶን ፥