Page 1 of 1

ትግራዋይ ለይቐተለ የለይ ፡ ኻው ኹሉ ቦታታት ልመጽኡ ደም ትግራዋይ ጥዒሞም ፡ ህጻናትና ኣው ጎዎታት ኣምሓራን ምድረ-በዳ ዓፋርን ኻም ቆጽሊ ይረግፉ እኔአዉ ፡ ለግነየና ኣየግኒኹም

Posted: 22 Jul 2021, 16:13
by Abe Abraham


ኣይተ ክንድያ ካብ ሃገረ ሰላም ፥ " ትግራዋይ ለይቐተለ የለይ ፡ ኻው ኹሉ ቦታታት ልመጽኡ ደም ትግራዋይ ጥዒሞም ፡ ህጻናትና ኣው ጎዎታት ኣምሓራን ምድረ-በዳ ዓፋርን ኻም ቆጽሊ ይረግፉ እኔአዉ ፡ ለግነየና ኣየግኒኹም "