-
JudgementDay1234
- Member
- Posts: 3306
- Joined: 10 Mar 2016, 11:47
ምስላ ንሸፍቱ ህወሓትን በኸይቲ ካድረታቶምን፥ "ጽንብላሊዕ'ሲ ማዓኮራ ዘይከደነት'ሲ መረት ከደነት"።
ህላወኹም ዘይፈለጥኩም ሎሚ'ዶ ጽባሕ ትብሉ ዘለኹም ብረዲ አት ናይ መንግስቲ ኢትዮጵያ አንዳ ነበርኩም'ሲ፣ ኣብ ክንዲ የቀንየልና ትብሉ፣ ሓንቲ አግርኹም ኣብ ጉድጋድ ኣትያ ከላ'ስ ናብ ጎይታኹም አርትራ ተማተኡ ኣለኹም። በትሪ አርትራዊ ትፈልጥዋ ኢኹም አሞ፣ አንሀ መረት አነሀ በትሪ አርትራዊ ድልውቲ ኢያ ዘላ።