Page 1 of 1

The Tigray Government has given WFP clearance to air transport aid to Mekelle & Shire Airports from tomorrow

Posted: 03 Jul 2021, 18:39
by sarcasm
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም (WFP) ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ መቐለን ሽረ እንዳስላሰን ብኣውሮፕላን ሓገዝ ንኸማላልስ ንመንግስቲ ትግራይ ዘቕረቦ ሕቶ ኣዎንታዊ ምላሽ ረኺቡ ኣሎ:: መንግስቲ ትግራይ ንህዝብና ምስ ዝሕግዝ ዝኾነ ይኹን ዓለምለኻዊ ኣሕጉራውን መንግስታውን ገባሬ ሰናይ ኣካል ተሓባቢሩ ከምዝሰርሕን ነፈርቲ WFP ናብ ትግራይ ንክመላለሳ እውን ፈቒዱ ኣሎ!! ብወገን መንግስቲ ትግራይ እዙ ፈቓድ (clearance) እንተተውሃበ እውን ብወገን ፋሽስታዊ ጉጅለ ኣብይ ዘሎ ምላሽ ክሳብ ሐዚ ኣይተፈለጠን:: ትግራይ ትስዕር ኣላ! ካሳ ሃይለማርያም
Please wait, video is loading...