Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ህጹጽ መልእኽቲ ንጻድቃን ገብረ-ትንሳኤ ካብ ደቂ እንድርታ ተቐማጦ ስሜን ኣሜሪካ

Post by Abe Abraham » 29 Jun 2021, 19:20


ዝኸበርካ ጻድቃን ገብረ-ትንሳኤ

ኣብ መቐለን ካልኦት ቦታታት ትግራይ ኣብ ደቂ እንድርታ ዘነጻጸረ ፡ ብደገፍቲ ህዋሓት ኢና ዝብሉ ባእታታት ፡ ወገናዊ መጥቃዕቲ ይግበር ስለ ዘሎ ንስኻ ከም ወዲ እንድርታን ትግራዋይን መጠን ዓገብ ክትብልን ጠጠው ክተብሎ ክትጽዕርን ብትሕትና ንልምነካ ።

ካብ ደቂ እንድርታ
ሰሜን ኣሜሪካ


Post Reply