Page 1 of 1

" ካብ ገዛኢ ስርዓት ወያነ ተጋላጊልና ብሰራዊት ኤርትራ ንሕሎ ዘሎና ተጋሩ፡ ደቅና ትግርኛ ይማሃሩ ንሕና ድማ መዓልታዊ መነባብሮና ብሰላም ነሳላስል ኣሎና። " -- ካብ ሰሜን ትግራይ

Posted: 27 Jun 2021, 10:47
by Abe Abraham
ረፈረንደም ( ኢስቲፍታእ/ ህዝባዊ ሓተታ) ክንገብር ኢና እንተ በሉ እንታይ ዓይነት መልሲ ከም ንህብ ካብ ሕጂ ክንፈልጥ ኣሎና ።