Page 1 of 1

TDF ንክትምላእ ኣብ ታካረ ምስ ኣተወት ስለምንታይ ከም ትሓርር ሕጂ ተፈሊጡ ።

Posted: 23 Jun 2021, 17:41
by Abe Abraham

ኢንጂነር ክንድያ ኣሕፈሮም ፥ " ኣይተ ስታሊን ገብረ-ስላሰ ኣቐዲሞም ከም ልገለጽዎ TDF ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ብናይ ዓደ-እንግሊዝ ስታንዳርድ ስለ ልተሃንጸን ልተሰርሐን ምስ እዚ ኣብ ትግራይ ለሎ ናይ ኤለትሪክ ምስመር ኣይቃዶንን ኣይስማዕማዕን እዩ ። ኣብ ትግራይ ለሎ ስታንዳርዱ ላይ ኣሜሪካ ፡ ብፍላይ እኳ ደኣ ላይ ላስ ቬጋስ እዩ ። "