Alex did great, today!
Posted: 14 Jun 2021, 18:39
In his hometown (Ulriksdal), today:
ልክዕ ኣለኻ! ብሕልፊ ምስ ከምበዓል Spain: ኩዑሶ ኣብ ሞንጎኦም ነዊሕ ክቀባበልዋ ዝኽእሉ: ከምኡ ክትገብር ኢኻ ዘላትካ ሓንቲ ዕድል:: Alex ድማ ዕድሚኡ ርኢኻ: ሓላፍነቱ ብጽቡቕ ተሰኪሙ:: ኣብ መበል 68 ደቒቕ ምቕያሩ: ብዙሕ ሰብ ኣይተሓጎሰን::Abe Abraham wrote: ↑14 Jun 2021, 19:07ኢሳቅ ከምዚ ኮረንተ ዓይነት እዩ ። ምንጥል ውስድ ጥሕስ ቡምምምም! ሽወደን ጽቡቕ ጌሮም ብጉርሕን ብብልሕን ተጻዊቶም ። ኣብ'ቲ ኣድላዪ ግዜ በርቃዊ መጥቃዕቲ እንዳ ፈነዉ ማለት እዩ ።