ኣቶ ኣብራሃ ስዮም ( ብትንሹ ዝፍለጥ ) ፥
" ኣብ ትግራይ ጥሜት ኣሎ ኢሎም ናይ ሓሶት ወረ ዝነዝሑ ከም ኣካል ንህዝቢ ትግራይ ንምስኳን ዝግበር ዘምቻ ኢና ንርእዮም "
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
-
Digital Weyane
- Senior Member
- Posts: 10173
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: " ኣብ ትግራይ ጥሜት ኣሎ ኢሎም ናይ ሓሶት ወረ ዝነዝሑ ከም ኣካል ንህዝቢ ትግራይ ንምስኳን ዝግበር ዘምቻ ኢና ንርእዮም "
ጁንታ አው ኡኖና ትግራይ ረሃብ ልኽመፅእ ለይትን ጊሓትን ኡያቶም ላብ ሰይጣን ዝምህለሉ። ልምንታይሲ፣ ሀምቲ ቕድሚ ሕዚ ልገበሩዎ፡ ነቱይ ልረሃብ ማስታገሻ ኢሉ ዝመፅእ ላይ ኡርዳታ ምግቢ ሸይጥና ላይ ጦር መሣርያ ክንገዝእ ኢና ልብል አተሓሳስባ ስለ ዘለዎም ኡዩ። ኡዙይ ድማ ኻው ሓደ ርእሱ ብፋሽ ልተቆርፀ ሰብ ዝምንጩ ሓሳብ ጥራይ ኡዩ ክኸውን ዝኽእል።
ላይ ኢትዮጵያ መከላከያ ሠራዊት አው ትግራይ እስከሃለወ ድረስ እኖይ ትግራይ ሎሚ አይትጠሚ ፅባሕ አይትጠሚ።
ላይ ኢትዮጵያ መከላከያ ሠራዊት አው ትግራይ እስከሃለወ ድረስ እኖይ ትግራይ ሎሚ አይትጠሚ ፅባሕ አይትጠሚ።