Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
sesame
Member+
Posts: 8537
Joined: 28 Feb 2013, 17:55

ርካሽ ወዲ ርካሽ: ከይደቀሰት ሓሊማ፥ ብጽጋብ ሰኺራ: ዓቢዳ ሓሚማ፥ ትግራይ ከተዕቢ: መሬትና ጨሪማ፥ ጸዋታ መሲልዋ፡ ኵናት ገጢማ፥ ጓይላ ዓሚሩ፡ ኤርትራዊ ምስ ሃጀማ

Post by sesame » 31 May 2021, 19:56

ርካሽ ወዲ ርካሽ፡ ከይደቀሰት ሓሊማ:
ብጽጋብ ሰኺራ፥ ዓቢዳ ሓሚማ
ትግራይ ከተዕቢ፥ መሬትና ጨሪማ
ጸዋታ መሲልዋ፡ ኵናት ገጢማ
ጓይላ ዓሚሩ፡ ኤርትራዊ ምስ ሃጀማ
ደሲቑ ኣላጊዑ፡ ኣብራኻ ምስደርዓማ
ዓካር-ዓካሪቶኣ፡ ሕሪሕራይ ምስሃረማ
መሬት ኣንቀጥቂጣቶ፡ ብጕያ ብህድማ
ከምዘይነበረት ኮነት፡ ሕቖኣ ተሓጒማ።

Enjoy these Eritrean songs that celebrate the demise of the Agames










Post Reply