Page 1 of 1

ኣበይ ክብጻሕ - Abey Kibxah - Tesfealem Arefayne - Korchach New Song

Posted: 29 May 2021, 10:42
by sarcasm
ገፊፉ ይዳጉን ዓሻ ድኣ'የ ሙኻና ዘንጊዑ ጉድጋድ ንፈሓሪኣ'የ

ክስሕን ሓዊ ኣጉዱ
ከይሰሓነሉ በቲ ሓው ነዲዱ።


ቲ ንጉስ ጫካ ብእርጋን
ምስ ጠለሞ መሓዉሩ
ምስ ጽንጽያ ክቃለስ ይዉዕል
ካብ ስራሕ ሃድን ቦኩሩ
ኢድ ሸናሒት ግን ዘይትገብሮ
ኣደዳ "ዛብእ ዎኻሩ ከም ግብሩ

ዓሻ ንጉስ ሕልንኡ ምስ ዝስለብ
ከም ኣንበሳ ስጋ ደቁ ይቅለብ።