Page 1 of 1

ደድሕሪ ዴካርት ልኸደ ኻም ደርሆ ልዓበደ ! ዋይ ዋይ ! መከረኛ ትግራይ ለይተግንዮ ለይብላ !

Posted: 23 May 2021, 15:54
by Abe Abraham

ደድሕሪ ዴካርት ልኸደ ኻም ደርሆ ልዓበደ ! ዋይ ዋይ ! መከረኛ ትግራይ ለይተግንዮ ለይብላ !


ኣይተ ክንድያ ፥ ላይ ሕዙይ ልርእዮ ለሎና ችግር ላይ ትግራይ መነሻው ዴካርት ልበሃል ሰብኣይ እይኡ ። ላብ ኣማሪካ ክመሃር ልኸደ ትግራዋይ ጨለ ላብ ትግራይ ምስ ተመልሰ ላይ ማለሊት መስራቲ ኣባል ኾይኑ ዴካር ልበሎ ምስ ባህርያት ላይ ተጋሩ ስለ ልስማዕማዕ ኣው ትግራይ ኣው ግብሪ ኽነውዕሎ ኣሎና ኢሎ ።

ዴካርት ፥ " ኣነ ልሕስይ ፡ ልሰርቕ ፡ ልቐትል ፡ ለጭበርብር ስለዙይ ኣነ እኔኤኹ ። ህላወይ በዞን ልገብረን ነገራት ይረጋገጽ ። "

ኣይተ ክንድያ ፥ እቱይ ልተባህለ ሓንቱ ብሓንቱ ከብርሆ እየ ። ላብ ልመጭእ ጉዝየ ። ተጸበዩታ ።