ብልጽግና ኦሮምያ ከትግራይ ሕዝብ ጎን ቆሟል ። መታወቅያ ናይ ወረርቲ አምሓራ አብ ምዕራብ ትግራይ ክቅደድ ተወሲኑ። ናይ ትግራይ ዝነበረ መታወቅያ ክጥቀሙ ተወሲኑ።
Posted: 28 Mar 2021, 09:26
ዓወት ህዝብናን ፈራርዕ ናይ ወረርቲ ሓይልታት።
* ወልቆቶት አምሓሩ አይኾናን ኾይና እውን አይንፈልጥን። ህቶና ህቶን ፍትህን እምበር ካም ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ምፍላይ አይኮነን።
* መታወቅያ ናይ ወረርቲ አምሓራ አብ ምዕራብ ትግራይ ክቅደድ ተወሲኑ። ናይ ትግራይ ዝነበረ መታወቅያ ክጥቀሙ ተወሲኑ።
"ሰራዊት ትግራይ ከቢቡና እዩ ዘሎ መምጽኢኡ መዓልቲ አይፍለጥን ዘለና አማራፂ ንኤርትራ ምህዳም እዩ!"
አዛዚ ወራሪ ሓይሊ አምሓራ
https://www.facebook.com/10000248356150 ... 218981057/