Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
Halafi Mengedi
- Senior Member+
- Posts: 47677
- Joined: 30 May 2010, 23:04
Post
by Halafi Mengedi » 08 Mar 2021, 17:53
Tigray Media
2 hours ago
ዜና ዓወት
ካብ ሰራዊት ኤርትራ ተፈነወ መጥቓዕቲ ብሓይሊታት ምክልኻል ትግራይ ተፀፊዑ ኣሎ:: ብኻሊእ ሸነኽ ካብ ነበለት ንሓውዜን ገፁ ዘብል ኣብ ዝነበረ ናይ ኢትዮጵያ ሰራዊት ብሓይሊታት ምክልኻል ትግራይ ድብያ ተገይሩ ተቐጥቒጡ ኣሎ:: ከምኡ እውን ኣብ ከባቢ ዓዲ ሃገራይ ብሰራዊት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ኤርትራ ተወሰደ መጥቃዕቲ ሓደ ኮለኔል ማዕረግ ዘለዎም ብርክት ዝበሉ ሰራዊት ከምተማረኹ ተገሊፁ ኣሎ:: ኣብ ከባቢ ቦራ (ደቡባዊ ግንባር) እውን ፀለእቲ ይቕጥቐጡ ኣለው:: እቲ ውግእ ብልዕልነት ሰራዊት ትግራይ ይሳለጥ ከምዘሎ ተረጋጊፁ ኣሎ::
ዓወት ንሰራዊት ትግራይ!!
Via: Mickey Raya