Abera Abraha's reply to Siye THE COWARD Abraha.
Posted: 25 Jan 2021, 19:10
Abera Abraha's reply to Siye THE COWARD Abraha.
ሕጂዉን ገና መንእሰያት ኣደዳ ሞትን መቑሰልትን ክትገብር ትዛረብ ኣለኻ ::ኣይትሓፍርን መካናይዝድ ደምሲስና መካናይዝድ ክፍለጦር ደምሲስና ክፍለጦር መስሪትና ኢልካ : ውግእ ንሕና ኢና ንፍልጦ ኢልካ : መንእሰያት ኣብሓዊ ጠቢስካ : ንባዕልኻ ግን ነብስኻን ደቅኻን ኣብ ወጻኢ ሰፊርካ : ሕጂዉን ኣየኹም ናይና ትብል ኣለኻ ::
መሕፈረካ ይዞሙዋች ኮንኩሞ : ንሕዝቢ ትግራይ ንመንእሰይ ትግራይ :: ንሓደ ሰብ ክትብኣሶ እንተ ወሲንካ ባእሲ ተጀሚሩ ብቴስታ ጌሩ ብቦክስ ጌሩ ስለዝሃረመኒ እዩምበር ኣይመሰነፈንን ክትብል ዝቕበለካ ሰብ የለን :: ዘይምግጣም ዓቕምኻ ምፍላጥ ዓቕሚ ጸላኢኻ ምፍላጥ ኣካል ዉግእ ምኻኑ ረሲዕካዮ ::
ንደርግ ሲዒርና ኢልካ ትጅሃር ኔርካ :: ድርግ ግን ጎርፍ ያመጣቸው ኢልኩም እዩ :: ቅድም ሕጂዉን ክምዘይተዋጋኩም ከምዘይ ሳዓርኩም ትማል ዘጋጠመኩም ፍሽለት ዉርደት ህያው ምስክር እዩ ::