Disgraceful dead JUNTA supporters are painting the wife of HAYELOM AR'AYA as a martyr. The truth is : they killed her.
Posted: 24 Jan 2021, 16:55
Disgraceful dead JUNTA supporters are painting the wife of HAYELOM AR'AYA as a martyr. The truth is : they killed her.
ሓየሎም ወዲ ኣርኣያ ፡ እንቋዕ ብሂወትካ እንከለኻ ኣይረኣኻዮ ! ንምጭውቲ በዓልቲ-ቤትካ ካብ ኣሜሪካ ኣታሊሎም ( ኣሸዊዶም ብዓጋመኛ ) ናብ ትግራይ ኣምጺኦም፡ ካብ መቐለ ዶላራት ብሰናዱቕ ሒዞም፡ ናብ ዋሻታቶም ክሃድሙ እንከለዉ ምስ ኣቶም ብሓይሊ ወሲዶም ኣብ መወዳእታ ካብ ጎቦ ኣጽዲፎም ቀቲሎማ !! እዚ ተግባር እዚ ትግራይ ዓዲ ኣጋንንቲ እምበር ዓዲ ደቂ-ሰባት ከም ዘይኮነት እዩ ዘርእይ !!