-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ሓዳስ ዜማ ብብጻይ ኢሰያስ ደበሳይ
He is already a great artist. ድምጹ ዘደንጹው እዩ ። ከም በዓል ኢሳያስ ደበሳይ ዝኣመሰሉ ብዓበይቶም ስለ ዝውለዱ ቅሩብ ቃላት ኣውጽእ ምስ ኣበሉ ኢኻ ዓበይቲ ምዃኖም ተለልዮም ። ወዲ ትኹል ንኣብነት ኣብኡ እንከሎ እዩ ዓቢ ኣርቲስት ኮይኑ ዝተወልደ ።