Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
QB
Member
Posts: 2043
Joined: 05 Dec 2012, 15:14

ህጹጽ ሓበሬታ /ሕሞራ/ባረንቱ/ወተሃደራዊ ሆስፒታል

Post by QB » 02 Jan 2021, 17:10

ካብ ትማሊ ዕለት 01/01/2021 ክሳብ ሎሚ ምሸት ሰዓት 06፡00(18፡00) ጥራይ 7ተ ማካይን ፡ዉጉኣት ዝሓዛ ብመገዲ ሕሞራ -ጎሉጅ -ተሰነይ ናብ ባረንቱ ኣትየን ኣሎዋ።እዞም ኣስታት 240 ውጉኣት ሓይልታት ምክልካል ኤርትራ(EDF) ብ ዓበይቲ ናይ ጽዕነት መካይን ናብ ወተሃደራዊ ሆስፒታል ባረንቱ ኣትዮም ኣሎዉ።

ካብቶም ተወጊኦም ናብቲ ሕክምና ኣትዮም ዘሎዉ 12 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከበኦም 240 ሓደሽቲ ውጉኣት ኣብቲ ትማልን ሎምን ዝተካየደ ኣብ ከባቢ ሕሞራ ዝተወግኡ ምካኖም ካብቲ ቦታ ዝበጸሓና ህጹጽ መልእክቲ ይሕብር።ንዝርዝራቱ ኣብ ቀጽሊ ተከተታተሉ።ስርዓት ህግደፍ ስልጣኑ ንምድልዳል ዝገብሮ ዘሎ ዘይሓላፍነታዊ መገድታት(ተግባራት) ህዝብና ክፈልጦ ክንሕብር ግዴታ ኣሎና።


ክፍሊ ዜና፡ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራ ንደሞክራሲ/ንሓርነት

02/ጥሪ/2021

abel qael
Senior Member
Posts: 10765
Joined: 07 May 2007, 03:21
Location: gumamistan

Re: ህጹጽ ሓበሬታ /ሕሞራ/ባረንቱ/ወተሃደራዊ ሆስፒታል

Post by abel qael » 02 Jan 2021, 17:33

I'm sure they were able to rescue only 1% of the wounded, which means thousands are captured unwounded and wounded, and thousands killed. Welqayit will be the burial of wedimedhin sawakitten and fotalebash militias. .... pp is already belly up.

Post Reply