Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ማእከል ምርምርን መጽናዕትን ትግራይ ፥ ንተጋሩ ኣብ ኢትዮጵያ ከጋጥሞም ዝኽእል ሓደጋ

Post by Abe Abraham » 27 Dec 2020, 14:13


ማእከል ምርምርን መጽናዕትን ትግራይ ፥ ንተጋሩ ኣብ ኢትዮጵያ ከጋጥሞም ዝኽእል ሓደጋ

" ኣብ ወጻእን ውሽጢ ትግራይን ዘለዉ ተጋሩ ጸረ-ኢትዮጵያ ዝኾነ ኣካይዳኦም ጠጠው እንተ ዘይኣቢሎሞ ንኣብ ኢትዮጵያ - ንትግራይ ገዲፍካ - ዝሰርሑን ዝነብሩን ተጋሩ ፡ ከም ሰለይቲ ተቖጺሮም ፡ ዓቢ ሽግር ክወርዶም ይኽእል እዩ ። " -- ማ.ም.መ.ት