Page 1 of 1

ሰራዊት ሱዳን ዳግመ መጥቃዕቲ ብምግባር ነቲ ኣብ እንባ ኣቡጡዩር ዓሪዱ ንዝነብረ ሰራዊት ኢትዮጲያ ደምሲሱ ነቲ ኢትዮጲያ ብቅድሚ ትማሊ ብሓይሊ መዚዓቶ ዝነበረት ልኡላዊ መሬቱ ...

Posted: 17 Dec 2020, 14:46
by Justice Seeker
ሰራዊት ሱዳን ዳግመ መጥቃዕቲ ብምግባር ነቲ ኣብ እንባ ኣቡጡዩር ዓሪዱ ንዝነብረ ሰራዊት ኢትዮጲያ ደምሲሱ ነቲ ኢትዮጲያ ብቅድሚ ትማሊ ብሓይሊ መዚዓቶ ዝነበረት ልኡላዊ መሬቱ ከም ዘምለሶ ሓለቃ እስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ሱዳን ሓቢሩ።

Please wait, video is loading...

Re: ሰራዊት ሱዳን ዳግመ መጥቃዕቲ ብምግባር ነቲ ኣብ እንባ ኣቡጡዩር ዓሪዱ ንዝነብረ ሰራዊት ኢትዮጲያ ደምሲሱ ነቲ ኢትዮጲያ ብቅድሚ ትማሊ ብሓይሊ መዚዓቶ ዝነበረት ልኡላዊ መሬቱ ...

Posted: 17 Dec 2020, 15:00
by Justice Seeker
Sudan army chief visits border area after ambush blamed on Ethiopia

https://www.spacewar.com/afp/201217173540.ebj41pue.html