Page 1 of 1

The Eritrean goats and sheep are being gathered by fascist Abiy for unknown reason right now as we speak???

Posted: 12 Dec 2020, 02:21
by Halafi Mengedi
ህጹጽ ዜና
ካብ ትማሊ ንግሆ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፡ኣብ ልዕሊ ነበርቲ እታ ከተማ ዝኾኑ ኤርትራውያን ብርቱዕ ግፋ ይካየድ ከም ዘሎ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ጭቡጥ ሓበሬታ የረድእ። እዚ ሕጂ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ ግፋ ብፉሉይ ንኤርትራያን ዘተኮረ ኮይኑ፡ ዕላማ ናይቲ ግፋ ግን ንጹር ኣይኮነን። ሓደ ካብቶም ግፉፉት ብዋትሳብ ከምዝሓበሮ፡ ኣብዚ ሰዓት እዚ ኣብታ ከተማ ከም ዘለና እኳ