Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ኣላ ሰላም ገብረ-መድሕን (aka ሂወት ግደይ ) በኻይት ትግራወተይቲ ትገብር !!

Post by Abe Abraham » 09 Dec 2020, 23:25

ኣላ ሰላም ገብረ-መድሕን (aka ሂወት ግደይ ) በኻይት ትግራወተይቲ ትገብር !!

ምስ ካልኦት ተጋሩ ክተዋዳድራ እንከለኻ ትግርኛኣ " ደሕና " ኢዩ ። ኣበይ ኮን ዓብያ ትኸውን ? ምስ ከመይ ዝኣመሰሉ ሰባት ተማሓዝያን ተዓራሪኻን ኔራ ትኸውን ? ዝኾነ ኮይኑ ትግርኛ ክትማሃር ገለ ጻዕሪ ዝገበረት ኢያ ትመስል ።

ብቋንቋ እንተ ኮይኑ ተጋሩ ዓበይቶም ነኣሽቶም ኣምሓርኛ ክዛረቡ እንከለዉ ቆርጠምጠም " ትግርኛ " ክዛረቡ ከለዉ ድማ ናብ ናይ ኣእምሮ ስንክልና ዘለዎም ሰባት ስለ ዝቕየሩ ትግራይ ኣካል ናይ ኣምሓራ ክልል ኢያ ክትከውን ዝግባኣ ። ኣብ ዝኾነ ቪድዮ ረኣይዎ ( መቐለ...ኣኽሱም ....ሽረ ) እሞ " ዋይ ! ዋይ ! ኣታዩ ጨለታት ደቂ ትግራይ ለዚ ኣምሓርኛ ኻብኡ ኻም ልተወልዱ እላ ገላበጡ ልገብርዎ ... ) ስጋዕ ትብሉ ክትኮኑ ኢኹም ።

ተጋሩ ጉዳማት እዮም ። ኣብ ኣማዞን ዝርከቡ - ባህሎም ዝዓቀቡ ኣህዛብ - ዘይገብርዎ ነገራት ይገብሩ ። በዓል ኣሉላ ሰለሞን ካብ ኣምሓሩ ተፈሊና ናትና ቤት-ክርስትያን ክንተከል ኣሎና ከኣ ይብሉኻ ! እቲ ቤተ-ክርስትያን ሲ ተተኽለ እቲ ስብከት ከ ብምንታይ ቋንቋ ይገበር !! እቲ ጃማይካዊ ቦብ ገልዶፍ እንታይ እዩ ልበለ ? " ኢማንሲፐይት ዓርስኻ ኻው ላይ ጭንቅላት ስለይበሪ " ! ዎደሓንኩም !!!


/

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኣላ ሰላም ገብረ-መድሕን (aka ሂወት ግደይ ) በኻይት ትግራወተይቲ ትገብር !!

Post by Abe Abraham » 12 Dec 2020, 05:31

ሱከር ሱከር ሱከር
ዎሓት ዓይነያ ሱከር
ዎ ኣክተር
ኣሕላ ነቐም ፊ መንዘር !!

ዓብዱልከሪም ኣልካብሊ



Post Reply