Re: ዓባይ ትግራይ ሓሲብካስ ዋላ ነታ ንእሽተይ ትግራይ ክትስእናስ ጋዶ እዩ።
Although it's becoming the reality, TPLG thugs will deny it.
Because this is their nightmare scenario!!!!!!
Hilmi Abay Tigray tehamishisha!!!
Because this is their nightmare scenario!!!!!!
Hilmi Abay Tigray tehamishisha!!!
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ዓባይ ትግራይ ሓሲብካስ ዋላ ነታ ንእሽተይ ትግራይ ክትስእናስ ጋዶ እዩ።
ምስ መንግስቲ ተጸጊዖም ገና ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ዘይሞተሎም ሰረቕቲ ኣለዉ ። ብሸነኽ ኣርበኞች ፍትሒ ብመስዋእቶም ተራጋጊጹ እዩ ።
ሓይሊ ዘይብሎም ፓራሳይታት (ጽግዕተኛታት - ተጸጊዖም ዝመጽዩ ) እንከለዉ ከም ባህርያቶም ብዝከኣል መጠን ክብለጹ ይጽዕሩ ።
" የህዝብ ጥቅም በሚያስከብር ፡ ህዝቡ ተጠይቆ " ዝብል ትግራዋይ ተመን ክትሰምዕ እንከለኻ ፓራሳይት ምዃኑ ክትፈልጥ ኣሎካ ።
/