Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ክካየድ ዝቐነየ ደብዳብ ከቢድ ብረት ኣብ ልዕሊ ሰብ ጉድኣት ወሪዱ

Post by Awash » 18 Nov 2020, 02:27

ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ክካየድ ዝቐነየ ደብዳብ ከቢድ ብረት ኣብ ልዕሊ ሰብ ጉድኣት ወሪዱ

Setit News 7 hours ago 6,547 Read

ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ክካየድ ዝቐነየ ደብዳብ ከቢድ ብረት፣ ኣብ ዓድታት እንዳ ዳሽም፡ ብሰንበት 15 ሕዳር 2020 ኣብ ዝተገብረ ደብዳብ ወዲ 11 ዓመት ምስ ኣዲኡ ዝርከቦም 3 ስቪል ሰባት ከም ዝሞቱን፡ከምኡ’ውን ኣብ ኣሕፍሲ ዝተባህለ ዓዲ ክልተ ኣብ ጉስነት ዝነበሩ ህጻናት ፎኪስ መጉዳእቲ ከምዝበጽሖም፡ ሰቲት ሜድያ ምስ ዝተፈላለዩ ካብቲ ከባቢ ዝመጹ ዜጋታት ብዝገበሮ ናይ ሓበሬታ ምእካብ መስርሕ ሞትን መቑሰልትን ናይዞም ዜጋታት ከም ዘጋጠመ ክፈልጥ ክኢሉ ኣሎ።

ብተወሳኺ ኣብ ሕጓእና ዝተባህለ ዓዲ ፡ቤተ ክርስትያን ብከቢድ ብረት ክህረም ከሎ፡ ኣብ ሓረስቶት ዓድታት እተን ከባቢታት ግራውቶም በቲ ደብዳብ ይቃጸል ከምዘሎ ሓቢሮም።

ስርዓት ኣስመራ ክሳብ ሕጂ ንህዝቢ ኣብ ገዛእ ሃገሩን መሬቱን ካብ ሓበሬታ ዓፊኑ፣ ኣብቲ ከባቢ እንታይ ፍጻሜታት ይካየድ ኣሎ ንህዝቢ ካብ ምሕባር ሓንጊዱ ይርከብ። ብሰንኪ ሕጽረት ሓበሬታ፣ ብልክዕ ዘሎ ማህሰይትን ወሪዱ ዘሎ ዕንወትን ክፍለጥ ኣጸጋሚ ኮይኑ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ሰቲት ሜድያ ንተወለድቲ እዘን ዓድታት ብምውካስ ነዚ ሓበሬታ ክበጽሓ ክኢሉ ኣሎ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ጀሚሩ ናብ ዓድታትን ከባቢታትን ሰንዓፈ ክትኮስ ዝቐነየ ከቢድ ብረት ጽዑቕ ምንባሩን፡ ክሳብ ኣብ ሓደ ዓዲ ኣስታት 30 ከምዝወደቐን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመልክት።

ከም ዝፍለጥ ብዕለት14 ሕዳር 2020 ኣብ ኣስመራ ናይ ሮኬታት መጥቅዕቲ ተኻይዱ ክንሱ፣ ብዙሓት ሃገራት ዓለም ነቲ ኣብ ልዕሊ ስቪላውያን ዝተኻየደ ደብዳብ ክኹንኖ እንከሎ፣ መንግስቲ ኤርትራ ግን ክሳብ ሕጂ ንዜጋታቱ ወግዓዊ መብርሂ ኣይሃበን ዘሎ
https://setit.org/2113-vddunw/?fbclid=I ... mVsqwWR6Ec

Fiyameta
Senior Member+
Posts: 21341
Joined: 02 Aug 2018, 22:59

Re: ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ክካየድ ዝቐነየ ደብዳብ ከቢድ ብረት ኣብ ልዕሊ ሰብ ጉድኣት ወሪዱ

Post by Fiyameta » 18 Nov 2020, 02:44

Agame Awash,

When the US government officially designate TPLF as a terrorist organization, you will be detained at Guantanamo for a couple of decades, then deported back to Ethiopia to spend the remaining days of your miserable life behind bars. :oops: :oops: :oops: :oops:

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ክካየድ ዝቐነየ ደብዳብ ከቢድ ብረት ኣብ ልዕሊ ሰብ ጉድኣት ወሪዱ

Post by Awash » 18 Nov 2020, 08:03

Please wait, video is loading...


Post Reply