እታ ትምክሕላ ዝነበርኪ "ታባ ወያናይ ጽንዓት" ናይ ሽረ እንዳስላሰ ገዲፍክያ ጭራኺ ደጒልኪ ህድማ ንድሕሪት!?
በስምኣምዬ! ኣንቲ እንታይ ወሪዱኪ!?
እቲ ከምቱይ ላይ ሻዕውያ ላይ ናቕፋ ልወዳደር ጠንካራ ጎዳጉዲ ድፍዓት ብቸሜንቶ ጌርኪ ለዳለኺዮ ምሽግ እውነይ ኣይጠቐመክን ማለት ድዩ?
ሐዚማ ላብ ኣኽሱም እዩ ጉያ ጉያ ዝንሄ፣
ዋይ ትግራይ ዓደይ ትረኽብዮ!
ዋይ ዋይ! ኣታዮ!? ሐዚኸ ብበይ እዩ ልትኮስ ዝንሄ