(ሬድዮ ኤረና) - ኣብ ኤርትራ፣ ከርካሻ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ዳህሳስ ወርቂን ነሓሰን ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝተረኽቦ ተገሊጹ።
Posted: 02 Oct 2020, 12:41
ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ኣብ ዝርከብ ከባቢ ከርከሻ፣ ካብ 2018 ኣትሒዙ ኣብ ዳህሳስ ወርቅን ነሓሰን ዝተዋፈረ ኣልፋ ኤክስፕሎሬሽን ዝተባህለ ኩባንያ ዘተባብዕ ውጽኢት ምርካቡ ተገሊጹ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡
https://erena.org/%e1%8a%a3%e1%89%a5-%e ... %e1%89%a2/

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡
https://erena.org/%e1%8a%a3%e1%89%a5-%e ... %e1%89%a2/