(ሬድዮ ኤረና) - ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሊብያ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ክዕጾ፣ ዳግማይ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ።
Posted: 14 Sep 2020, 03:07
ጽሟቕ፡
ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ኤርትራውያንን ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝጸንሑሉ እዋን፣ ከቢድ መከራ ከምዘሕልፉ ብተደጋጋሚ ክግለጽ ጸኒሑ’ዩ።
ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡
https://erena.org/%E1%8B%8D%E1%8B%B5%E1 ... %E1%89%A5/