Page 1 of 1

(ሬድዮ ኤረና) - ን5 ኣዋርሕ ተቛሪጻ ዝጸንሐት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ዳግም ጀሚራ

Posted: 04 Sep 2020, 09:12
by Eripoblikan
ልሳን መንግስቲ ዝኾነት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ተቛሪጻ ድሕሪ ምጽንሓ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ድግም ጀሚራ።

እታ ጋዜጣ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ኣትሒዛ፣ ናይ ወረቐት ሕትመት ይኹን ብኢንተርነት ዝነበራ ዝርግሐ’ያ ኣቛሪጻ’ያ ጸኒሓ።



ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡
https://erena.org/ን5-ኣዋርሕ-ኣዋርሕ-ተቛሪጻ-ዝጸንሐት-ጋዜጣ/