-
Halafi Mengedi
- Senior Member+
- Posts: 47525
- Joined: 30 May 2010, 23:04
Re: Freedom Tv ህውሓት ናብ መቐለ ምስጓጋ፡በረኸት ንህዝቢ ትግራይ ኩርኳሕ ንኻልኦት ሓይልታት (ብበየነ ሰመረ)
ወይ ጉድ,ወዮ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ቲቪ እየን ዝበሃላ ዝነበራስ ማስክታተን ደርብየን ተጠሊዐን ስንፈት ወያነ ክሸፋፍና ይፍትና ኣለዋ።ዉሽጡ ሕሩር
ቅልዕ ተበልካስ ዓጋመ
ቅልዕ ተበልካስ ዓጋመ
Re: Freedom Tv ህውሓት ናብ መቐለ ምስጓጋ፡በረኸት ንህዝቢ ትግራይ ኩርኳሕ ንኻልኦት ሓይልታት (ብበየነ ሰመረ)
TPLF ናብ ትግራይ (ፕላኔት) ተሰጊገን ምድያብ ናይ ፍርህን ስንብድናን እምበር ናይ ጅግንነት ምልክት አይኮነን:: አብ ሆቴላት መቀሌ ኮፍ ኢልካ ምስ ባሬስታት ክትስስእ ሌትን ቀንን ምህላፍ አብ ድፋ ምስ ብፃይካ ብረትካ ደጊንካ ንአድካ ምህላው አይኮነን::
ጎሃፍ
ጎሃፍ