ኣብ ኣቀራርባ ‘ቲ ንጀነራል መስፍን ዝቐረበ ቃለመሕተት ዝተራእዩ ድኽመታት ዝገምገመ ርእይቶ!! ብዶ/ር ጸጋዘኣብ ገብረጊርግስ
Posted: 21 Aug 2020, 07:57
ጽሟቕ፡
ብወገነይ እቲ ዝተገብረ ቃለ መሕተት ምስ ሰማዕኩዎ ብጣዕሚ እየ ተሓጒሰ፡ ምኽንያቱ ጀነራል መስፍን ነቶም ካብ ዝተፈላለዩ ጋዜጠኛታት ዝቐርበሉ ዝነበሩ ሕቶታት ትዕግስትን ልቦናን ብዝመልኦ ኣገባብ ንብሙኡ ሕቶታት ብዘግዕብ ኣገባባት ብምምላስ ዘርኣዮ ብቕዓት ዘኹርዕ እዩ። ኣብርሲኡ’ውን ነቶም ብተደጋጋሚ ዝቐርቡ ዝነበሩ ሕቶታት ትዕግስትን ልቦናን ብዝመልኦ ኣገባብ ኣዝዩ ንጹርን ብሩህን መልሲ ብምሃብ ንኩሉ ሰማዒ ዘርዊ መልሲ ከህብ ብምኽኣሉ በቲ ዝተገብረ ቃለ መሕተት ዘይዓገበ የለን ክበሃል ይከኣል።
ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡
http://www.mdrebahri.com/ኣብ-ኣቀራርባ-ቲ-ንጀነራል-መስፍን-ዝቐረ/