Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Eripoblikan
Member
Posts: 3547
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

(ሬድዮ ኤረና) - ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ 19 ሚልዮን ኤውሮ ህጹጽ ሓገዝ ኣበርኪቱ

Post by Eripoblikan » 04 Jul 2020, 13:02

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ 19.7 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ።

እቲ ዝተበርከተ ሓገዝ፣ ኣብ ትግባረ ወቕታዊ እማመታት፣ ኣብ ምብርባር ቁጠባ፣ ምፍጣር ናይ ስራሕ ዕድላት፣ ምሕደራ ፍትሒን ኣብ ወጻኢ ንዝነብሩ ዜጋታት ዝጠመተ መደባትን ክውዕል ምዃኑ ብ26 ሰነ ዝወጸ መግለጺ ናይቲ ሕብረት ኣነጺሩ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መላግቦ ጠውቁ፡
https://erena.org/%E1%88%95%E1%89%A5%E1 ... %E1%88%AE/