Page 1 of 1

ATV: እዋናዊ ዜና፡ ኣብ ኣኼባ ባረንቱ ኣብ ዝሃቡዎ ርእይቶ፡ ሓደ ኣቦ፡ ` ናይ ደገ ጸላኢ የብልናን፡ ጸላኢና ኣብ ውሽጢ `ዩ ዘሎ` ኢሎም። Barentu

Posted: 20 Jun 2020, 10:42
by QB

Re: ATV: እዋናዊ ዜና፡ ኣብ ኣኼባ ባረንቱ ኣብ ዝሃቡዎ ርእይቶ፡ ሓደ ኣቦ፡ ` ናይ ደገ ጸላኢ የብልናን፡ ጸላኢና ኣብ ውሽጢ `ዩ ዘሎ` ኢሎም። Barentu

Posted: 20 Jun 2020, 13:53
by Follower
ባዕልኽን መምጻእቲ ደርፊ ባዕልኽን መጥፋእቱ ሳንዳይ!
ሓቂ እንተኮይኑ ወረኽም፡ኣብ ኣኼባ ብህዝቢ ዝንቀፉ እንተኮይኖም ደኣ ፡ኣበይ'ሎ እቲ ህዝቢ ከይዛረብ ስርዓት ህግደፍ ዓፊንዎ እዩ ዘሎ ኢልኩም ኡኡኡይ ክትብሉዎ ዝኸረምኩም? :lol: :lol: :lol:
ወረኹምን እቲ ኣንጻር ህግደፍ እትገብርዎ ጎስጋስኩምን ኣይተገራጨወን ዶ?!!
ሓቁ'ዩ Hawzen,dedebit is allways dedeb!ክብል!

ስኽ ኢልካ#ተፈንቀል ፈሳም ዓጋመ!