Page 1 of 1

ብክያት ወጋህ ትብል ለይቲ

Posted: 08 Jun 2020, 22:40
by simbe11
አብ ገዛ ወየንቲ ሃዘን ኣቲኣላ::
ክሳብ ህጂ ሃዘኖም አብ ኢንተርኔት እያ ኔራ:: ቭርቹዋል ሃዘን ከም ዝብሉ እቶም ፀኣዱ:: ሎሚ መዓልቲ ግን ግቡዕ ዝኮነ ጉዳይ ኣለዎ - ብክያት ወጋህ ትብል ለይቲ::
ብሰንኪ ነበረት አፈቀላጤ ቤት ፈደረሽን ኢትዮጵያ ከሪያ ስልጣና ገዲፋ ናብ መቀለ ምህደም::
ወየንቲ እንኳን ናብ ዘበነ ብክያት ብሰላም አብፀሃኩም:: ነዊህ እድመ ብዙይ ጥእና ይሃብኩም::