Page 1 of 1

"ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት የመን መጥቃዕቲ ኣካይዱ” ክብላ ንኣዛዚ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን

Posted: 05 Jun 2020, 12:48
by Eripoblikan
“ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት ዙቑርን ሓኒሽን ናይ የመን፣ መጥቃዕቲ ኣካይዱ” ክብላ፣ ጋዜጣታት የመን ንኣዛዚ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሜጀር ጀነራል ኻልድ ኣል ቓማሊ ብምጥቃስ ሓቢረን።

እቲ ብረቡዕ 3 ሰነ ከምዝተኻየደ ዝተሓበረ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ ብሰለስተ ጀላቡ ከምዝተፈጸመ’ዩ እቲ ምንጪ ዝጠቕስ።

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብዚ ጠውቁ. . .
https://erena.org/ሓይሊ-ባሕሪ-ኤርትራ፣-ኣብ-ደሴታት-የመን-መ/

Re: "ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት የመን መጥቃዕቲ ኣካይዱ” ክብላ ንኣዛዚ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን

Posted: 06 Jun 2020, 10:04
by Eripoblikan
Please wait, video is loading...