Page 1 of 1
ATV:ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ ተወለድቲ ከስከሰ ምላሽ፡ ሰንዓፈን ከባቢኣን፡ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ 1, 225,587 ብር ብሓገዝ ኣበርኪቶም
Posted: 28 May 2020, 21:45
by QB
Re: ATV:ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ ተወለድቲ ከስከሰ ምላሽ፡ ሰንዓፈን ከባቢኣን፡ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ 1, 225,587 ብር ብሓገዝ ኣበርኪቶም
Posted: 28 May 2020, 22:05
by Digital Weyane
ደቂ ዓድዋ መራሕቲ ወያነ ኡቱ አው ውጪ ሃገር ደቢቖሞ ዘለው ገንዘብ ብሕጋዊ መንገዲ ላብ ትግራይ ልምእታው ዝጥቀሙሉ ሜላታት አዝዩ ዘደንቕ ኡዩ። ቕድሚ ሕዚ Fund Raising ብልብል ምስምስ ቡዙ ሚልዮናት ቕርሺ ላብ ትግራይ አእትዮም ሀም ዝነበሩ ይስታወስ። ሕዚ ውን ብስም ኤርትራያን ኡቱ ዘሪፎም አው ውጪ ሃገር ደቢቖሞ ለለዉ ገንዘብ ላብ ትግራይ ከእትውዎ ይምኩሩ ሀም ዘለው ንርኢ አለና። ጭንቂ ዝፈጠሮ ምብልሓት ዘላቒ አይኹን ኡንጂ ልሕዚ ዊስኪ መግዝኢ ይኾናቶም ኡዩ።