Please wait, video is loading...
Re: Crisis in Kilil Tigray!

ዛፉ ኣርኣያ ትብሃል እዛ ንሪኣ ዘለና ኣደ።
ምንኣስ ምንኣሱ ነ ሓየሎም ኣርኣያ ሓፍቱ እያ። ቆልዓ ሓዚላ 2:30 ስዓት ብእግራ ብምምጻእ እያ ንዝስተ ማይ ካብዚ ንሪኦ ትቐድሕ ዘላ። ንክትምለስ ክኣ 2:30 ስዓት ኣለዋ ጠቅላላ ንማይ ክትረክብ 5 ስዓት ትጉዓዝ ኣላ ማለት እዩ። እሞ ክኣ ጽሬቱ ዘይሓለወ ማይ።
ሓፍቲ ስብሓት ነጋ ከምዚ ሂወት ዶ ተሕልፍ ትህሉ?
ሓፍቲ ደብሬጼን ወይ ጌታቸው ረዳ ከምዚ ዶ ይህልዋ?
ሓፍቲ ጸጋይ በርሀን ስዩም መስፍንን ከምዚ ዶ ይህልዋ?
ቤተሰብ ሞንጀሪኖ ከምዚ ዶ ይነብራ ይኮና?
ዕላምኡ ዝተጨውየ ቓልሲ ብዓል ሓየሎም ዘብለና እዚ እዩ።
ኣነስ ዓጽሚ ዘለዎ ከማን ካብ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ ናብ ቓልሲ እንዳቦይ ስብሓት ነጋ እንተንብላ ምሓሸ ይብል። ምክንያቱ ካብዚ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ ዘይኮነስ ቤተሰብ ስብሓት ነጋን ኮራኩሩን ጥራይ ስለ ዝተጠቅሙ።
Re: Crisis in Kilil Tigray!
Zmeselo wrote: ↑06 May 2020, 09:26