ኣባ ጥመር ደግያት ባህታ ሓጎስ ከቢድ ጸላኢ ምስ ገጠሞም ነቶም ንጣልያን ኣሕሊፎም ዝሃብዎም ኣሕዋቶም ነፊቆም ዝበልዎ'ዩ።
ሰብ ዓሰመ ኣንቱም ሰብ ዓሰመ፣
ኣጥፋእናኩም ልቢ ምስ ሓሰመ፣
ደለናኩም ነገር ምስ ጸገመ።
Please wait, video is loading...
ኣባ ጥመር ደግያት ባህታ ሓጎስ ከቢድ ጸላኢ ምስ ገጠሞም ነቶም ንጣልያን ኣሕሊፎም ዝሃብዎም ኣሕዋቶም ነፊቆም ዝበልዎ'ዩ።
ሰብ ዓሰመ ኣንቱም ሰብ ዓሰመ፣
ኣጥፋእናኩም ልቢ ምስ ሓሰመ፣
ደለናኩም ነገር ምስ ጸገመ።
መራሕቲ ወያነ በሓቂ ብሂወት ደው በሉ።
ነዚ ናይ ኣፍሪቃ ጎብለል ኽኸውን ዝሓስብ ዝነበረ ጽሉል ሓውኹም ፍሹል ዘፍሸልኩሞ ምስጋና ይግበኣኩም።
ሕርር ቅጽል ኢሉ ኢዩ ዘሎ ንኢሳያስ ብጀካኹም ዝፈለጦ የልቦን። A.H