ትግራዋይ፥ ዋጋ ክንደይ እዩ ?
በዓልቲ ድኳን፥ ሰለስተ ሽሕ ናቕፋ
ትግራዋይ፥ አረ ኣስተያየት ግበርለይ
በዓልቲ ድኳን፥ መስትያት ኣይንሕዝን ኢና
ትግራዋይ፥ እረ ቅናሽ ግበርለይ ኢየ ልብል እንኤኹ
በዓልቲ ድኳን፥ እንታይ ኢኻ ትብለኒ ዘለኻ ኣይተረድኣንን
ትግራዋይ፥ ዋይ ዋይ! ብስሩማ ትግርኛ ለይርድኣክይ
በዓልቲ ድኳን፥ መዓስ 'ሞ ትግርኛ ክትዛረብ ጸኒሕካ
ትግራዋይ፥ ዋይ ዋይ....ኣትዮ!?
======================================
ወይ ጉድ !
ተጋሩ "ኣሕዋትናስ" ጉዳማት ኢኹም
