Page 1 of 1

የዛላ አምበሳ ህዝብ ሁለት ሳምንት ያለ ውሃ!!!!

Posted: 26 Dec 2019, 08:03
by Hameddibewoyane
እዚ ንመሸጣ ዕዳጋ ዝወፀ #በራሚል ከይመስለኩም፡፡ ማይ ንምምላእ እዩ ኣብ ወሰን ፅርግያ ተሰጢሑ ዝርከብ - ኣብ ዛላንበሳ፡፡ ዛላንበሳ ማይ ካብ ዝሓርማ ኽልተ ሰሙን ሓሊፉዋ ኣሎ፡፡ መራሕትና ፀገም ህዝቢ ኣብ ፌስቡክ እንተዘይተፃሒፉን ኣማሪሩን ፀገም ህዝቦም ባዕሎም ቐዲሞም ክፈትሑ ፈፂሞም ድሉዋት ኣይኾኑን፡፡ ህዝቢ ብዘይማይ እንታይ ክኾን እዮም ፈሪዶሙሉ?
ዳንኢል ግርማይ