Page 1 of 1

Crimes In Cursed-Land-Tigray Have Become Uncontrollable. !!! WEEY GUUD !!!

Posted: 23 Jul 2019, 18:35
by tarik
ዓራርብ ሂምቦል ዒታሮ ናቕፋ
57 mins ·

ኣብ ክልል ትግራይ ሸፋቱ እንዳ በዝሑ ይመጹ ኣለው ፣እቲ መንግስቲ ኣብ ዘይ ቆጻጸሮ ደረጃ በጺሑ ስርቂ ምዝማት ሽፍትነት ምልማን ኣብ ክልል ትግራይ እንዳ ብኣሰ ይመጽእ ኣሎ ።እዚኦም ጎሮቤትካ ክኾኑ‘ስ ብጣዕሚ‘ዩ ዘሕዝን ቁሩብ ከም ሰብ ዘይ ምሃሩ እንትርፎ ሕማቅ ተግባርን ቶንኮልን ጥራይ ክፍሕሱ ይውዕሉ ።