-
Digital Weyane
- Member+
- Posts: 9822
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ንቶንኮል ናይዛ ዓለም ዝሰዓረ እንኮ መራሒ አፍሪቃ::
ስጋብ ሕዚ ንናይና ተንኮል ዘሸነፈ ዋላ ሓደ ኤርትራዊ የለይ። ጀጋኑ ተጋሩ ኣቦታተይ እንትምስሉ፡ "ልደርሆ ብማሸላ፣ ልኤርትራውያን ብማሕላ።"
ተንኮል ሕማቅ ነገር የኾነይ። እኖይ እንትምስላ ተንኮል ለይብሉ ቆልዓ አይወለድ።
ተንኮል ሕማቅ ነገር የኾነይ። እኖይ እንትምስላ ተንኮል ለይብሉ ቆልዓ አይወለድ።