-
አርትራ-ዓዲ-ጀጋኑ
- Member
- Posts: 174
- Joined: 11 Sep 2018, 17:00
ኣላ ማለሊት/ "ዝጠፈሸ ነጋዳይ'ሲ ዝኣረገ ፋይሉ ይግንጽል"። ትማሊ ትግራይ-ትግርኚ ሎሚ ድማ ኣግኣዝያን፣ መን አዮ'ሞ ክዕሸዎልኩም ሎሚ'ኸ?
ንሕና አርትራውያን ጥራይ ዘይኮና'ስ ዋላ አቶም ተጋሩ ናትኩም ውን ሓሸዊየ ናትኩም ኣጽኒዖሞ። ንግዚኦም ክቐትሉ አዮም ሱቕ ኢሎም ዘጣቕዕልኩም ዘለው። ኣየ ማለሊት ከምዚ ኮይኑ ናይ ድኹማት ስራሕኪ። ናብ በዓል ሰረቕቲን ቐጥፍትን ባዓል አዮብ ተስፋጽዮን ኮይኑ ናይ መጨረሻ ዕድልኪ። አንካዕ ባዓል ስሑልን ሓየሎምን ኣይነብሩ።
Re: ኣላ ማለሊት/ "ዝጠፈሸ ነጋዳይ'ሲ ዝኣረገ ፋይሉ ይግንጽል"። ትማሊ ትግራይ-ትግርኚ ሎሚ ድማ ኣግኣዝያን፣ መን አዮ'ሞ ክዕሸዎልኩም ሎሚ'ኸ?
Who are these? እሶምከ ሰብ ኮይኖም ድዮም?