Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Roha
Member
Posts: 2200
Joined: 17 Feb 2011, 00:38

ጥዑም ዝኽርታት ኵዕሶ ኤርትራ ኣብ እዋን ግዜ ደርጊ ፡ ኣብ ውዲድራት ቺፖሊኒ (ኣስመራ ጫማ) -- ኣማኑኤል እያሱ (ዓቴ)

Post by Roha » 07 Apr 2026, 01:04

ብድሕሪ እቲ ወርቃዊ ዘመን ኵዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ዘመን ሃጸይ ሃይለ ስላሴ ፡ ጥዑም ዝኽርታት ኵዕሶ ኤርትራ ኣብ እዋን ግዜ ደርጊ ፡ ኣብ ውዲድራት ቺፖሊኒ (ኣስመራ ጫማ) ፣ መሎቲ ቢራ ፣ ኤልፓ (መብራት ሃይል ኤርትራ) ፣ ምድር ጦር ዋልያ ፣ ኣዱሊስ ነበረ።
ነዚ ዝኽርታት ዝሕድስ ዕላላት ኣማኑኤል እያሱ (ዓቴ) ኣብዚ ተኸታተሉ። ንዓቴ ምስጋና ይብጽሓዮ።
ነዚ ዕላል ንቆልዑ ኣስመራ ኣብ ፈይስቡክ ኤክስ - X ኣባጽሕዎ።